ዝፍቀዱ ዝርዝር ዓይነት ንብረትን መጠኖምን ንምርኣይ ስዒቦም ዘሎዉ ጠውቕ
ናይ ገዛ ኣቕሑ
- ሓጻቢት = 1 ሓባ
- ፍሪጅ = 1 ሓባ
- ጋዝ ኩክር = 1 ሓባ
- ኦቭን (microwave oven) = 1 ሓባ
- ቲቪ = 1 ሓባ
- መኾስተር ማሽን (vacuum cleaner) = 1 ሓባ
- ዴስክ ቶፕ ኮምፒተር = 1 ሓባ
- ላፕ ቶፕ ኮምፒተር = 1 ሓባ
- ኮምፒተር ፕሪንተር = 1 ሓባ
- ኦል ኢን ዋን ፕሪንተር ንገዛ ዝውዕል (all in one printer for home use) = 1 ሓባ
- ቪዲዮ ካሜራ = 1 ሓባ
- ደረቕ ካሜራ = 1 ሓባ
- መልወሲ (mixer) እንተላዓለ ናይ ዓሰርተ ኪሎ = 1 ሓባ
- ሶላር ሰት (ናይ 400 ኣምፐር ባትሪ ሓደ ኢንቨርተር ፓነል 500 Watt) = ሓደ ሰት
- ፉድ ፕሮሰሰር (food procesor) = 1 ሓባ
- ናይ ገዛ ጠሓኒት ስጋ (meat grinder) = 1 ሓባ
- ኣየር ኮንዲሽነር ኣብ ቖላ ቦታታት = 1 ሓባ
- ሳሎን ሰት (ካብ ናይ 10 ሰብ ዘይሓልፍ) = 1 ሰት
- ዓራት = 2 ሓባ
- ፍርናሽ = 2 ሓባ
- ኮሞዲኖ = 2 ሓባ
- ኣርማድዮ = 1 ሓባ
- ከረዴንሳ = 6 ሓባ
- ናይ መግቢ ጣውላ ምስ መናብር = 1 ሰት
- ፕላስቲክ መናብር (ምስ ሓንቲ ፕላስቲክ ጣውላ) = 12 ሓባ
- ሸልፍ (ናይ ገዛ መጻሕፍቲ ጫማታት መቐመጢ) = 1 ሓባ
- ናይ ገዛ ኣስካላ = 1 ሓባ
- ቲቪ ስታንድ = 1 ሰት
መለዋወጢ ኣቕሑ
- ናይ ኮድ 1 መለዋወጢ ኣቑሑ መኪና (ካብ ሞተረን ቻሲን ወጻኢ) = ንሓንቲ መኪና ዝኸውን
- ናይ ኮድ 1 ጎማ መኪና = 4 ሓባ
- መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክል = ንሓንቲ ሞተር ሳይክል ዚኽውን
- ኖርማል ብሽክለታ = 1 ሓባ
- ጎማታት ብሽግለታ 4 ጽምዲ
- ናይ ብሽግለታ መለዋውጢ = ንሓንቲ ብሽግለታ ዚኸውን
ናይ ኤልክትሪክ ኣቑሑ
- ሶኬት ፕላግ = ሓደ ደርዘን ዘይበዝሕ
- ላምፕ ሆልደር (lamp holder) = 6 ሓባ
- ኣምፑል = 3 ደርዘን
- ናይ ገዛ መወልዕን መጥፍእን (ብሬከር) = 1 ደርዘን
- ገመድ ኤለክትሪክ = 1 ሮል
- ዲሽ = 1 ሰት
- መናውሒ (ዲቫይደር) = 6 ሓባ
- ናይ ማይ መውዓዩ ዘንጊ = 4 ሓባ
- ናይ ጣውላ ምድጃ = 1 ሓባ
- ላምፓዲና = 6 ሓባ
- ናይ ኤለትሪክ በራድ = 2 ሓባ
- መጥሓኒ ቡን ናይ ገዛ (coffee grinder) = 1 ሓባ
- ሞባይል = 2 ሓባ
ዓይነት ምግቢ
- ፊኖ = 1 ኩንታል
- ሽኮር = 50 ኪሎ
- ሩዝ = 50 ኪሎ
- ዓደስ = 50 ኪሎ
- ፓስታ (ምኮረኒ፡ ስፓጌቲ) = 25 ኪሎ
- ዘይቲ = 20 ሊትሮ
- ቡን = 25 ኪሎ
- ጸባ = 25 ኪሎ
- ቐጠፍ = 10 ኪሎ
- ዓተር = 50 ኪሎ
- ተምሪ = 16 ኪሎ
- ናይ መግቢ ቀመማት (ጂንጅብል፡ካዕካዕ በርበረ ጸሊም፡ ካምን፡ ኣብዓኸ፡ ቓርፋ፡ ቅንፍር ሄል) = ሓደ ዓይነት ቀመም ካብ 10 ኪሎ ዘይበዝሕ
- ሳርዲን = 2 ካርቶን
- ዕንባባ (ፓፕ ኮርን) = 10 ኪሎ
- ብሽኮቲ = 2 ካርቶን
- ኖታሊ = 1 ካርቶን
- ማልሜላታ = 1 ካርቶን
- ኦትስ = 1 ካርቶን
- ስሬላክ = 1 ካርቶን
- ፒናት = 1 ካርቶን
- ፉል መደመስ = 1 ካርቶን
- ዓሲር = 1 ካርቶን
- ማይኑስ = 1 ካርቶን
- ካችኣፕ = 1 ካርቶን
- ሳልሳ = 1 ካርቶን
- ኮርንፍሌክስ = 1 ካርቶን
- ማጂ = 1 ካርቶን
- ኣቸቶ = 1ካርቶን
- ዘቢብ = 10 ኪሎ
- ካረሜላ = 5 ኪሎ
- መዓር = 1 ካርቶን
ድስቲ ኩለኩስቲ
- ካራ ፋርኬታ ማንካ፡ ጋንቴራ = ነፍስወከፍ ካብ 50 ሓባ ዘይበዝሕ
- ቡሽ = 1 ካርቶን
- ጣሳ ምስ ቢያቲኡ = 1 ካርቶን
- ስልጣኒያ (ካዛሮል) = 1 ሰት
- ድስቲ ንገዛ ዘገልግል = 1 ሰት
- ዋተር ጃክ = 1 ሰት
- በራድ = 2 ሓባ
- ናይ ፍሪጅ መዓቅቢ ምግቢ መትሓዚ(ኮንትይነር) = 2 ሰት
- ፔርሙስ ናይ ሻሂ = 2 ሓባ
- ኣይስ ባክስ (ice box) = 1 ሰት
- ፔርሙስ ስልጣንያ ናይ መግቢ = 1 ሰት
ጨርቀመርቒ
- ስፋይ ክዳን ነፍስወከፍ = ካብ ፍርቂ ደርዘን ዘይበዝሕ
- ዘይሱፉይ ክዳን = 1 ጣቓ (25 ያርድ)
- ጨርቂ መጋረጃ ወይ ጨርቂ መሸፈኒ ሳሎን = 90 ሜትሮ
- ኣንሶላ ስፋይ = 1 ደርዘን
- ኮብርሌቶ = 1 ደርዘን
- ኮቦርታ = 6 ሓባ
- ኮቦርቲኖ = 1 ደርዘን
- ኮምፎርት = 2 ሓባ
- ቬሎ = 1 ሓባ
- ባድላ = 4 ሓባ
- ጫማ ብድምር = 1 ደርዘን
ናይ ጽሬት ኣቑሑ
- ሳምና ናይ ክዳን = 1 ካርቶን
- ሳምና ናይ ነብሲ = 1 ካርቶን
- ኦሞ = 1 ካርቶን
- ሊሊ = 1 ካርቶን
- ኮምፎርት = 1 ካርቶን
- ሎሽን = 1 ካርቶን
- ሻምፖ = 1 ካርቶን
- ዲቶል = 1 ካርቶን
- ኮንዲሽነር = 1 ካርቶን
- ፍሊት = 1 ካርቶን
- በረኪና = 1 ካርቶን
- ስኮባ = 1 ደርዘን
- መወልወሊ = 1 ደርዘን
- ሳንኬሎ = 1 ደርዘን
ስተሽነሪ
- A-4 ናይ ፕሪንተር ወረቐት = 1 ካርቶን
- ፒሮ = 1 ፓኬት
- ርሳስ = 1 ፓኬት
- መደምሰስ = 1 ፓኬት
- ቀለም ፕሪንተር = 1 ሓባ
መተሓሳሰቢ፦ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ጉጅለ ክጥቀስ ዝግብኦ ዘይተጠቕሰ ኣቐሓ ምስ ዝመጽእ፡ ምስ ሓላፊ መደበር ብምዃን ይውሰን። ንምውሳኑ ዘሸገረ ድማ፡ ናብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ብምልኣኽ ይውሰን።